NEW ERITREAN MOVIE 2021 - DEGSI TARIK - ENG. MISGUN ABRHA PART 29 - ደግሲ ታሪኽ ብኢንጅ. ምስጉን ኣብርሃ 29 ክፋል
RUFTA TV - NEW ERITREAN MOVIE 2021 - DEGSI TARIK - ENG MISGUN ABRAHA PART 29 - ደግሲ ታሪኽ ብኢንጅ. ምስጉን ኣብርሃ 29 ክፋል.........
ደገፍና ሳብስክራይብ ብምግባር ነርኢ
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
Enjoy and Subscribe now ilworld.info at RUFTA TV.
SHOW YOUR SUPPORT BY DONATING HERE : www.paypal.com/cgi-bin/webscr?cmd=_s-xclick&hosted_button_id=KCNURMHH52LPA&source=url
℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ንኣርቲስት ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: RUFTA TV. Any unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
SUBSCRIBE ON ILworld : ilworld.info
- - - - - Follow us - - - - -
Facebook : facebook.com/RUFTA-TV
© RUFTA TV LLC 2021. All Rights Reserved.
ኡይይይ ኣንታይ አኩም ኣጎር ኣጎር ሰሚዕናኩም, አኮ
Meskin kaleb hawey ,gerhi iu btami
Sele kea lebam abi seb iu.
Overall in this film I like Biniam, eventhough he is acting like Villa but he is the Main player in this movie.
ወዲደምሳስ😂😂😂👎
😂😂😂😂Hyab lbey godakny
welcome brothers and sisters
እዋይ ንዕቀት ኣብዚ እንዳተጸበናስ ኣብ ካልእ ተዘርጊሓ ሜትኩም ሕጂ ዳኣ እሞ ከኣ ብፋካኩም፡ሰሪሑ ኣብ ካልእ ክዝርግሓ ፡ምስጉን ሓላ ተጻዊትልኩም ቁሓምዋ በሉ ቃሕማማት እምበር ነዞም ከምዚኦም ሲ ቀሊል እዩ ሕማቃት እዚ ኣብ ኢትዮፕያ ኣብ ስደት ስለ ዘሎ ድላይኩም ክትገብርዎ ትክእሉ ኢኩም
We r waiting for part 30 ru not coming today??
Ata bejaku eba awurdwua Nxbe alena
Ab kali Channel mexa ala part 30 31
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
Ezom dilike zibulu zelwus wigini diyom
Asey wellcome deki erey
ቢኒ እንበር ጉዳይ ፈራትትዋ ከም ፍርታታ ኣላዪይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣታኣላልያ ኣልዩዋ እዛ ፍልም ደራሲ ብግብእ እዩ ጽሕፍዋ ጽቡቅ ኣሳስሪዋ ብዝኮነ ቅርጽሉ ዓቅሚ ርእቶ ካኣ ተገድሱሉ እኩም ብዙሕ ይህሉ እዩ መርማሪ ilworld.info/flow/ZqSDv2Kum5-7lJQ/wyd-w።
Wae tegagye dye weys wedi sebti tbl zelo wedmen da kikew delya astewelu
ንአሌክ ሃላይ ዝፈቱ 😁
ኣየ ሂወት ዕረን መዓርን
Good job
Anes n alek ye zfetu hhhh halay mearey 😁😁😁
Fucking to manny ads
እዚ ደራሲ ኣብ እንጀራኩም ኣቲኩም እዚ ከሓዲ እዚ ክቅተል ጥራይ እዩ ዘሎዎ ገንዘብ ሰብ በሊዑ ናበይ ከብል፡ኣብ ኢትዮፕያ ኣብ ፊጋ ዝበሃል ቦታ እዩ ገዙኡ ኣረጋጊጽና ኢና ዘሎና ኣብ 22 ከኣ ኣዲስ ኣስፋልት ኢሎሙና ኣሎዉ ኣቃብጽዎ ስነጥበብ መሸቀጥን፡መታትለልን ኮይኑ እሞ ከኣ ንሓንቲ ፓርት 44ሽሕ እንዳ ተከፈለ ዋና እዛ ሩፍታ ቻነል ፈዛዝ ኢለካ ኣሎኩ
እዛ ጀዲድ ዶና ሃንደበት ምስ ኣቢስ ፍቅር ሒዝዋ ክክክክ
Bltsti flim 🥰🥰💝
ኣድያም ስብሃቱ ጋል ሃገረስብ ንኽትመስል ሓመድ ለኽዮማ እታ ጋል ሃገረሰብ ንኽትመስል ሓመድ ዘለኸዩዋ ፊልም እዚኣ ያ ኣብዚ ሊንካ ኣላትኩም ሪኢኹም ፍርዱኹም ሃቡ። ብወገነ እቲ ናይ ሓመድ ምልክት ይሪ የለኹን😹🤣 ilworld.info/flow/jK-cx5vXhIOVemk/wyd-w፡
Kkkkkkkkkkkkkkkkkkkkk
Wed demsas dmsus sebeay ansti nezen ansti beqa sefer kwliekayen hhhh new belo kebzi cheracter key sbeleka
ኣድያም ስብሃቱ ጋል ሃገረስብ ንኽትመስል ሓመድ ለኽዮማ እታ ጋል ሃገረሰብ ንኽትመስል ሓመድ ዘለኸዩዋ ፊልም እዚኣ ያ ኣብዚ ሊንካ ኣላትኩም ሪኢኹም ፍርዱኹም ሃቡ። ብወገነ እቲ ናይ ሓመድ ምልክት ይሪ የለኹን😹🤣 ilworld.info/flow/jK-cx5vXhIOVemk/wyd-w፡
ኣብኡ ዘለና ዘይንማራዖ ይብል ያኽ ነጂስ፡ ንሕና ኸ ኣብ ኣዲስ ተኾይጥና መን ክትምርዓወና ክምርዓወን፡ እንጀራና እስከ ኣይትዕጸወልና ክክክክክ
Kkkkkk😜
Zeyd kulu kemaka ygbero amlak keman mhret zgber
Yhariq akeku ane hiyab nay abi eya beka🙄😢
ዓቕሊ ዝገበረ ኩሉ ግዜ ተዓዋታይ እዩ ኣብሰይ።ሳላ ዓቕሊ ዝገበሪካ ከዓ ህያብ ናትካ ትኸውን እያ።ተተቐብልካያ? ትቕበላ ኳ ኣይመስለንን።
ምጥልላም ዝበዝሖ ፊልም
Alek maletey eye kdengtska miskinay
Eway hawey hgis Kaleb adengtsni
serekti dsti
Nice movie Eritrea
Rufta tv
ሓጼር ሌላ ስነ ጥበባዊ ኤፍሮም ሚኪኤለ ምስ ስድራቤቱን ወዱን ኣብዚ ሊንክ ኣቲኹም ክትሪዎ ትኽእሉ ኢኹም። ilworld.info/flow/m4OKv6iqbKi_dpw/wyd-w ንቻነልና ሳብክራብ ብምግባር ታሓባበሩና።
ኣብዚ ሊንክ ኣቲኹም ክትሪዎ ትኽእሉ ስድራቤታን ባዓል ቤታን ሓጼር ሌላ ምስ ስዳራቤታ ሚሪያም ምስግና ilworld.info/flow/na6Yv5OZrZKSZ4Y/wyd-w
ካመይ ኢሉ ብክያት ይመፆም
አቢስ አቢሰይ ስኒት ሰሌ ኮታ ኩሉኹም አባላት ድግሲ ታሪኽ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኩም ንኹሉ ነገራትኩም ገዲፍኩም ብተቅርብዎ ፊልሚታትኩም ከየመስገንኩኹም ክሓልፍ አይደል ማራ ንፉዓት ኢኹም ብሃንቀውታ እየ ዝጽበየኩም ኩሉ ግዝየ ይሕዋተይ ሰላምን ጥዕናን አብ ሂወትኩም ይምነ አጆኹም አምላኽ ንሃገርና ይርአ ሰላም የውርደልና ❤👌🙏🇪🇷🇪🇷
Thank you Rufta TV i live this movie
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍❤❤❤
ኣንቀቲ ሃኒ ኣበይ ኣለኩም?
ህያብ ሜክኣብኪ ከይበላሾ ብዙሕ ኣይትንብዒ
በረኸት ድማ ኣርኪብካ ተዋሶኦ
Bejakum Hani aytnbewoo
tenx mesgun hawena yebel derest biniyam kesab zemwet eiyu kesehek
More ትምህርቲ part 29 👍🇪🇷
Geleaynet deki Errey shukorinatat
Welcome
ህያበይ ዝሓለፍኩዎ ኣዘክርክኒ ኩሎም ስዋኣት ኢዮም ዶ እልኪ ኣሕ ዋይ ኣነ ህዝበይ
ኩላትኩም የድንቀኩም አንድየ ግን ነዚ መሕጎል ኣሊክ ሲ ከምዚ ከማይ ዘስሕቆን ብከአለቱ ዝድነቅን ተልዩ አስኪ ላይክ ወቁጡለይ
ኣብ ክውን ገይርናዮ ዘይንፈልጥ ኣብ ፊልም ክንሽምግል(ክንዓርቕ) ሸንኮለል ከፊኡና !! በጃኹም ብይቅርታን ሕድገትን ፍቕሪ የሕልፉላሞ ወለላ ዝኾነ ምህርቲ ክትሓፍሱላ ኢኹም ን1080 ከምተውድቓውን ፍሉጥ'ዩ ፥ቁኑን ወድውን ናይ መቕጻዕቲ ግቡኡ ከይወሰደ ኣይትወድእዋ ምኽንያቱ ሕግን ሕጋውነትን ክንመሃር ።ይብል። ታንክዩ።
Dgfti beni alkum do 🙈😂❤ kentkekom ena gena ajoka bine arkey
ከም ኣቢስ ዝበለ ፈቃር ሰብኣይ ይፍጠረልክን ኣሜን በላ ሓራሙ ❣️
Xebuk srah qexlwo deki Erey
ኣይት ጥፍኡና❤💘💘❤
Abesay ajoka
Btami xbuk neru gn donga mara
Nay bahaki xebuk film kaxelwo teray adnaki natkom ey ajekom daki eri xeada hagerna hezbena selam yegberalna amlak bealo sedatna yehxerelna amlak nab hagerna nemelasalo ewan yegberalna befokri hegerna kenhanx ajekom daki eri xeada
ሰላም ድቂ ኤረይ አንካ በሰላም msakum
🔥❤️😘💯😘
Thomas wedi demsas zfetu ese blike wequtni
ኣበይ ኣሎ ብኣድቨርታይ ጥራይ እኮ ተኸኽ ኣቢልኩሙና ኣበይ ኣሎ ሲኢንናዮ ኣለና ከላስ ዘርጉሑዎ ናብ ኩሉ
Eway eza film....
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤩🤩🤩🤩🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💌💞💞💞💕
ዝናኣድ ሰራሕ እዩ❤❤❤❤❤❤
Eway Temi haly inber tekyrka mereakum Ka kiwil
ወዲ ደምሳስ ያሆ
Wwww bexame mesetwetin mekeretein koyena yehgezkum dakeray joganu aytxfuna beiles fekere nakum eymnyilkum
Good job thanks
ስረቅቲ ድስቲ ስብ ፀላም ታሪክ በላዕቲ ስብ
Ahhh ajoka eske abiseyy wedi demsas zdengexe ላይክ ኣስከ
Smiait zeytrdau hlm tblu
እንቃዕ ብሰላም መጻኹሙና ደቂ ኤረይ ❤❤❤
Eti ms saba kof eilu delo adi engliz ykmet etezeytegagiye
ኣቢሰይ ዓቢ ሰብ ኣጆኻ ጥራይ ን ሰሌ ዓርክኻ ጥራይ ተማእዘዞ ስምዓዮ ኣቢሰይ ሽኮር.
በጃኩም ኣይትደንጉዩና ንህያብ ዶሞ ናብ ኣቪስ ምለስዋ ትፅቢቱ ኮ ገዲዱና
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም በጃኩም ኣትደንጉዩና ፕሊስስስስስስስ🙏
Welcome Wedi demsas
Welcome back
ዋይ ኣታ እዚ ኣሌክ ዝበሃልስ እዛ ሻቁር ኬፍ ሂቦቶ
Aman btami nfue
Well Came
ኣይዞካ አቢሰይ ህያብ ነትካ እያ ጥራሕ ዓቅሊ
ናይ በሓቂ ፊልሚ ከምዚ ክከውን አለዎ ብፍላይ ኣገላልጻ ቃላትኩም ማራ አድኒቀዮ አጆኩም ኩሉ ክወግሕ እዩ ደራሲ ተዋሳእቲ ንፋዐት ቢኒ ሂወት ሂብዎ ነታ ፊልም ካብ ልቢ ትፈትወኩም ሐፍትኩም።
ቡሉጻት ተዋሳእቲ ቀንዲ ብሉጽ ድማ ደራስን ዳይርክተር። 100% ኣድነቅቲ ድራስን ዳይርክተርን (እንጅነር ምስጉን)ለይክ እስከ በሉለይ።
Abisey shkor eza hadas dona redya tmesl nkes ata wedi
ሕጂ ኣብ ህርግድም ዝበለ ሕልኽልኽ ኣትያ ዛ ፊልም፡ ቤላ
Weylake Welcam Welcam deki abayte ❤👍👍👍👍
Ajoka abiye effffff
Hani ShKOR💘💘💘💘🙏
ዝናኣድ ስራሕ እዩ❤️❤️🇻🇳🇻🇳💋
Enqa beselam temlesekumuna gene betam ena thawekna kenereyekumu gene eza Agore aselsheyatena eza lekram 😂😂😂😂
Abis abi seb nay behaki serihikaya kexlo kif aleku kolatkum eske rastan abisn zdgef eske like ygber
ድስቲ ድስቲ ድስቲ
good job
Ezi abza film mesiu zelo wedi tigraway kinsu bzaba sdet kab hagerna kemey abilu yzareb entay ymilketo film keytibluna
ኣነ ሲኒት እና ኣቢስ ህያብ እየ ዝፎቱውውውውውው