Royal Habesha - ሃዳናይ 16 ክፋል || HADANAY - Episode 16 Final

19 פבר 2021
159 934 צפיות

Royal Habesha - ሃዳናይ 16 ክፋል || HADANAY - Episode 16 Final
New Eritrean Movie serie 2021 Hadanay part 16
subscribe now ➡️ ilworld.info
"ROYAL HABESHA brings New Eritrean comedies, "New Eritrean Drama", "New Eritrean movie", "New Eritrean film" and "New Eritrean music" video clips for you. Enjoy!
New Eritrean Movie Serie 2021 Royal Habesha - ሃዳናይ 16 ክፋል || HADANAY - Episode 16 Final
WHRITTER AND DIRECTOR: WEGIHU FSIHATSION
PRODUCER: ROYAL HABESHA
All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
Copyright © ROYAL HABESHA 2020
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.

© All rights reserved.
...................................Contact us……………………………
ILworld: ilworld.info
Facebook:facebook.com/Royal-Habesh…
#HADANAY #NewEritreanMovie2021 #Neweritreanfilm2021
#mebrahtomsolomun #mebrie #hadanaypart1 #hadanaypart16 #hadanayeritreanfilm #neweritreanfilm #bahlawifilm#neweritreanmovieserie2021#neweritreancomedy2021 #eritreanfilm #eritreanfilm2020 #hadanayeritreanmovie #hadanayeritreamovie #hadanayeritreancomedy#NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #NewEritreansong #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #ROYALHABESHA

תגובות
  • ሰላም ንዓኩም ይኩን ተኸታተልቲ ፊልም ሃዳናይ ን16 ክፋላት ክትከይድ ዝጸንሐት ኮይና ብዙሓት ተዓዘብቲ ክህልዉዋ ክኢሎም እዮም እዚ ክንብል ከለና ግን ባህላዊት ፊልም ብሙካናን ሒዛቶ ዘላ ዛንታ ውን ኣብ ሕብርተሰብና ዘሎ ባህሊ እቲ ዝጠቅመና ወግዒ ዓደቦ ንምዕቃብ እቲ ዘይጠቅመና ኣጉል ባህሊ ግን ከምዘይጠቅመና ኣለሊና ንክንውግዶ እዩ:: ብሕጂ ውን ባህላዊ ፊልምታት ብመሰረት ጠለብኩም ኣተኪርና ክንሰርሓሉ ኢና.... ፊልም ሃዳናይ ኣብ ግዜ ውሸባ ስለዝተሰርሐት ዝነበረ ናይ መጋዓዝያ ጸገማት ብሰንኪ ምንቅስቃስ ተሽከርከርቲ ዘይምንባሩ እሞ ድማ ዋላ ተረኪበን ብሕቡእ ናይቲ ጥበብ ፍቅሪ ስለዝነበረ ተዋሳእቲ ካብ ዝፈትውዎም ስድርኦምን ፈተውቶምን ክሳብ ውርሒ ዝኣክል ኣብ በረኻታት ወፊሮም ነዛ ፊልም ንክትስራሕ ዝገበርዎ መስዋእቲ ብቀሊል ዝግመት ኣይኮነን እሞ በዚ ኣጋጣሚ ከየመስገናዮም ክንሓልፍ ኣይንደልን:: ብዝነበረ ናይ ኣቀራርባ ምዱንጋያት ድማ በዝን ወድከምዝን ብምንባሩ ክንሕብረኩም ንፎቱ ባህላዊ ፊልም ክትሰርሕ ቀሊል ኣይኮነን ኣብ ከተማ ብሓደ መዓልቲ ክትሰርሖ ትክእል ኢኻ ንኣብነት ካብ ኣስመራ ጾሮና ወሪድካ ገለ ንብረት ክትርስዕ ኮለካ እሞ ሕሰብዎ ተሓቢእካ ወሪድካ ብናይ ጽዕነት መኪና ንክትምለስ ውሸባ ስለዝነበረ ነዳዲ ካበይ ይምጻእ? ጀነሬተር ትበላሸወካ ተሰኪምካያ ናበይ ክትከይድ ካብቲ በረካ? እዚ ካብቲ ኣብነታት እዩ እምበር ብዙሕ ነኣሽቱ ናይ ቴክኒካዊ ጸገማት ምስ ዘጋጥም ኣብ ከተማ እንተኮይኑ ናይ ፍርቂ ሰዓት ስራሕ እዩ ኣብ ገጠር ግን ናይ 2 መዓልቲ ምዱንጋይ እዩ:: ከምዚ ጌርካ ጉልበትን ንዋይን ኣፍሲስካ ከ ፍረጻማ ትረክበሉ ዶ ይመስለኩም ኣብ ዩትዩብ. ከምዚ ባህላዊ ክስራሕ ከሎ ናይቲ ጥበብ ፍቅርን ናይ ተዓዘብቲ ዕጋበትን ጥራይ እዩ ብወገን ደራሲ ይኩን ተዋሳእቲ ከምኡ ውን ኣፍረይቲ:: ስለዚ ኣብ መወዳእታ ክንብለኩም ንደሊ ስለቲ ተገዳስነትኩምን ኣዚና ነመስግን ኣብ መወዳእታ ዝነበረ ምዱንጋያት ከኣ ብዘይ ዝኮነ ምክንያት ከምዘይ ነበረ ክትርድኡልና ንላቦ:: ብሕጂ ውን ቻነልና ኣብ ባህላዊ ኣተኪራ ብዙሕ ዝሓዘቶ መደባት ኣሎ እሞ ናይ ትዓዘብታ ደገፍ ውን ስለዘድልያ: ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ መጻኢ መደባትና ተከታተልቲ ንክትኮኑ ብክብሪ ንዕድመኩም:: ምስ ናይ ሃዳናይ ተዋሳእቲ ኢንተቪው ከምኡ ውን ኣብ ቀረጻ ዝነበረ ሰሕቅን ወካዕካዕን ድማ ኣብ ቀረባ ግዜ ከነቅርበልኩም ሙካና በዚ ኣጋጣሚ ክነግረኩም ንፎቱ:: የቀንየልና እግዛብሄር ነዚ ወሪድና ዘሎ ሕማምን ኪናትን ይወድኣልና:: ❤️👑❤️ #Subscribe #like #and #share

    ROYAL HABESHAROYAL HABESHA12 ימים לפני
    • Ajoku nfuat keman ketslwo eye zblkum Gn Afkire Aleku kabzom tewasaeti hade yaki I hope one day krekbom ykewni😭😭

      Samri KingSamri King4 ימים לפני
    • Ab srahkum zegatemekum meshak negerat eba amxylna ms teamekum...weykea elal Ms tewasaeti

      mljnmljn4 ימים לפני
    • @Mikiale Hailay game over junta is dead wiz in Two week

      Chemin du BonheurChemin du Bonheur7 ימים לפני
    • ጽቡቅ ስራሕ ወጊሑ ፍስሓጼን ኩላትኩም ተዋሳእቲ ከኣ ብጣዕሚ ንፉዓት ብፍላይ ሰዓረ ብጣዕሚ ኣድኒቀዮ

      Abiel TekleAbiel Tekle8 ימים לפני
    • Amen(3)🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞🙏🙏🙏

      Ms MerryMs Merry8 ימים לפני
  • Xbuk film😱😱🤯😤🦋🦋🦋🐳🐋🐬🦈🐧🦆

    Yosab YonatanYosab Yonatan16 שעות לפני
  • Bitami des tibel bixebuk tewedia deki eri qoxelewo

    Samuel MihertabSamuel Mihertabיום לפני
  • Nay bahaki tebatay filme derasin director wegihu anbesa i am proud of you 👏

    Aexsader SamuelAexsader Samuel2 ימים לפני
  • ፖው ፊ ል ም ማለት

    Semere TekieSemere Tekie2 ימים לפני
  • Menkr kelamitos halengay kkkkk

    Yohnas TeameYohnas Teame4 ימים לפני
  • ኣብ ገጠራት ዝስራሕ ፊልምታት ብጣዕሚ ጻዕሪ ዝሓትትን ኣድካምን ስለ ዝኮነ ንዓና ንኣብ ስደት ንርከብ የሕዋትኩም እቲ ዘዕበየና ክቡር ባህልን ሕብረተሰብን ዓድና ኣብ ስደት ኮይንና ክንሪኦ ከለና ባህታ ይፈጥረልና ብዓቢኡ ከኣ ባህሊ ብመልክዕ ፊልም ተሰሪሑ ናብ ዝመጽእ ወለዶ ምስግጋር ስለዝኮነ ብዝገበርኩሞ ዝንኣድን ዝድነቅን ስራሕ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ቀጽልዎ subscribe ከኣ ገረልኩም ኣለኩ ንኣብ ስደት ዝርከብ ህዝብና ከኣ ብሰላም ንዓድና ተመሊስና ንሕጎሰሉ ግዜ ክመጽኣልና ይምነ

    MR JJ EUMR JJ EU4 ימים לפני
  • Happy ending!

    Beyene DemozBeyene Demoz4 ימים לפני
  • ♥️🇪🇷🇪🇷

    Selam TadesseSelam Tadesse5 ימים לפני
  • Best flim 👍👍👍👍

    Romedan SaadallaRomedan Saadalla5 ימים לפני
  • baeee eti derfi newihu hemammmm

    Òñè ĺìfè Òñè ĺòvèÒñè ĺìfè Òñè ĺòvè5 ימים לפני
  • Nice nice kef zalwa dream

    Kaled AbduKaled Abdu5 ימים לפני
  • ናይ ሰዓረ ስብእነት እንታይ እዩ እንታይ ሰሪሑ በዓልቶም ብዝገለፅሉ እምበር

    DESBELE ZENEBEDESBELE ZENEBE6 ימים לפני
  • ሃዳናይ ኮይኑ ዘሎ ካራክተር,ከም ሽፍታ ዝዓይነቱ መጠን ብጣዓሚ ዚሒሉ,2ይ ጎተና ክህልዎ ይግብኦ 3ይ ፍጥነት ኣይነብሮን 4ይ ኣብ physically ሽፍታ ወይ ሓያል ንብሎ ምስ ጎተንኡ ኮይኑ ቅርጹ ድማ ከም ሓውሲ ሸጥ ዝበለ ክኸውን ኔርዎ።ንኣብነት ወዲ ነገደ(ኣማን ባድሻ) ከምኡ ውን ኣብ ሚለኑ ዝተዋስኣ ቲፋኖስ(በያን መሓመድ ኑር) ብዝያ ዳ ድማ ኣብ ኣዋጻጽኣ ቃላት ብ ቆራጽነትን ብነድርን ከውጽኦም ይግብኦ ነቶም ቃላት ከምኡ ውን ኣብ ክዳን ሸጥ ዝበለ ሓጺር ቁምጣ ምስ ጋምባለ ክገብር ኔርዎ።ተወሳኺ ኣብ ኣቃራርባ ሰባት ወላ ምስ ስድርኡ ብዙሕ ልዝብ ዘለዎ ክኸውን ኣይነበሮን ንኹሉ ብሓይሊ ጥራይ ዝደልዮ ክኸውን ኔርዎ።ሃዳናይ ግን ሃዳናይ ከም ምዃኑ መጠን ኣብ በረኻ ውን ክሓድር ብዙሕ ኣይራኣናዮን ዘለና፡ ከም ሃዳናይ ውን ዝኾነ ክሃድን ኣይራኣናዮን ። ምስ ስድርኡ ጽቡቕ ናይ ምርድዳእ መንፈስ ኔርዎ ቀልጢፉ ይምለስ ኔሩ።ሽፍታ ማለት ግን ልቡ ኣብ ደረቱ እዩ።ንዝኾነ ሰብ ድማ ቀልጢፉ ኣይሰምዕን,ዩ። ስለዚ ኣነ እዚ ክሳብ ሕጂ ኣብዚኣ ፊልም ኣይረኸብኩዎን ዘለኹ። ዓቢ ጉድለት ኮይኑ ረኺበዮ።ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ኣብ ትሰርሕሉ ግዜ ናይ ቀደም ሰባት ማለት ዓበይቲ ኣባሕጎታትና ብዛዕባ ሃዳናይ እንታይ ዘማልአ ክኸውን ኣለዎ ብዝግባእ ክትውከሱ ንምሕጸን። ኣጆኹም በርትዑ ክብለኩም ድማ ይፈቱ።

    ስደተኛ ኮይነ ድየ ክነብርስደተኛ ኮይነ ድየ ክነብር6 ימים לפני
  • Aytideniguna thank you

    Faniel MesfinFaniel Mesfin6 ימים לפני
  • መክር ጅግና ዋጣ ለሚድዋ

    tesfay welidaytesfay weliday7 ימים לפני
  • Lebam kigages merag'eti neygedif/ instead of kizareb.

    Live With hopeLive With hope7 ימים לפני
  • Nay bhaki meharit drama,waza mis kumneger.Agul eminet newegdo,kulu ab tihti amlak eyu,gebarayni hadagayni nsu tirah eyu. God blessed you all!

    Sara SeareSara Seare7 ימים לפני
  • ዋ ኣታ ኣብዛ ፊልም ዝንበረና ፍቅሪ ኮ ኣጥፊክሞ ናይድሓን ይግበሮ

    Abel AbrhamAbel Abrham7 ימים לפני
  • Zi hadanays derfi abiwo kabti gibru. Kisab hiji zgebero yelen gn.....

    Live With hopeLive With hope8 ימים לפני
  • መንክር ብጣዕሚ ንፉዕ ተዋሳኣይ ቐፅለሉ።

    kasskass8 ימים לפני
  • Naybhaki Abi tmhrti agul emnet new nbelo bzeyka fetari Kali hayli zelewo yelen ❤️❤️❤️🙏

    Gual Orthodox TewahdoGual Orthodox Tewahdo8 ימים לפני
  • Great 👍 menker

    Kara’s WorldKara’s World9 ימים לפני
  • Wegahta what u imean our culture man asks to women but not vise Versal any way in general it’s very good

    Kara’s WorldKara’s World9 ימים לפני
  • Great job 👏 45:00 😂😂😂😂🤣🤣🤣

    Sam JCSam JC9 ימים לפני
  • ኣቤት ክትጥዕም ዛፊልም

    ስደት ስዲ ስዲስደት ስዲ ስዲ9 ימים לפני
  • Menkr si enkae teweldkaa😜😜

    Mebrahtom GebremeskelMebrahtom Gebremeskel9 ימים לפני
  • 🥰🥰

    Joni WediJoni Wedi9 ימים לפני
  • መርሓባ መርሓባ መርሓባ

    Stighehana GhebreyesusStighehana Ghebreyesus9 ימים לפני
  • ጽብቅት ፊልሚ ከምዝ ካብዝ፡ዝበለጸ ንጽበ ከ ኣ

    Aron NegasiAron Negasi9 ימים לפני
  • eway menkere mekrna zezrkeb neaka yeharm

    rahel alularahel alula9 ימים לפני
  • xebuke serah behaki ezi kulu shgerte segirum kulu dekamat behaki ketmsegnu eiyu zegebakum

    rahel alularahel alula9 ימים לפני
  • ርኢቶ አለኒ ኣብዛ ፊልም እዚ ክስቶ ሕዝዋ ክስቶ አጽዲፍዋ ዝብሃል አጉል ልምዲ እዩ፡ ጽቡቅ እቲ ዝቀትልን ዝምሕርን ሓደ አምላኽ እዩ፡ ግን ሓንቲ እንድሕር ቡዳ ሒዝዋ ስም ሰብ ትጠቅስ ማለት አነ ክስቶ እየ አብዚ ረኺበያ፡ ክቀትላ እየ ወዘተ. ይብሉ ግለ ብጎቦ ገለ ናብ ዒላ እና ኣተዋ ይሞታ እዚ ዳኣ እንታይ እዩ? እንታይ ኮይና ስም ሰብ ትጠቅስ እቶም ትፈልጡ ክተብርሁለይ ይደሊ

    ሰላም ክህሉ ሰላም ሃልዊሰላም ክህሉ ሰላም ሃልዊ9 ימים לפני
  • ከም መንክር ቃላሚጦስ ዝኮንኩም ኣበይ ኣለኩም😝😂

    rigat alemrigat alem9 ימים לפני
  • ATA halengai wedey 😂😂 kelamintos wedeyyy 🤣🤣🤣🤣🤣

    Nahom TitiNahom Titi9 ימים לפני
  • ብጣዕሚ ጽብቕቲ ባህላዊት ፍሊም መሃሪት እያ ቀጽልዎ እንተ ኾነ ግን እንዳ ደጎኹምና

    ኣንቀጸ ብርሃን! AFDEGE BRHANኣንቀጸ ብርሃን! AFDEGE BRHAN10 ימים לפני
  • Poor ending

    Saleh TahaSaleh Taha10 ימים לפני
  • ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጹቡቕ ስራሕ♥♥♥♥♥♥♥🌹🌹🌹🌹🌹

    Musie AregayMusie Aregay10 ימים לפני
  • ኣጆኹም ጥራይ ባህላዊ ፊልም ንዘንትእለት ዘይሃስስ ብምኻኑ ንባህሊ ዓደና ክዝንቶን ክበራበርን ትግብርዎ ዘለኹም ንደራስን ጀጋኑ ተዋሳእትን ልዕሊ ኣድናቆት ብዘይ ናትኩም ኣቅርቦትን ምህዞን ጥበብ ሃገርና ኮንቱ እዪ እሞ ኣብ ወጻኢ ንርከብ ዜጋታትኩም መንፈስና ተሓዲሱ ጥራይ ዘይ ኮነ ዳርጋ ዕለታዊ መግብና ፍርያት ጻዕሮኹም እዪ።✌️✌️👍👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    Abede GaimAbede Gaim10 ימים לפני
  • 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😄😄😄😄😄😄

    ሜሪ ጋል ጁንታሜሪ ጋል ጁንታ10 ימים לפני
  • ዳራስን ተዋሳእትን መዋእልን ጥዕናን ይሃብኩም ።ኣብ ከምዚ ዓይነት ባህላዊ ተዋሶኦታት ጸቂጥቁም ክትደፍእሉን ብሕጂ እውን ደራሲ ወጊሑ ዝበለጸ ሕዝካልና ክትመጽእ ተጸበይቲ ኢና ።ንኹልኹም ብልቢ ነመስግነኩም ።

    Ygg GhhYgg Ghh10 ימים לפני
  • ኣታ እቲ መሰጋገሪ ሙዚቃ እንዳ ኣንዋሕክሞ ሕጽር እንተ ዘብልዎ ጽቡቕ ኔሩ

    Tekle GereTekle Gere10 ימים לפני
  • Ewae ata wegh ab klasical gzie atfiekayo

    Ast PrincessAst Princess10 ימים לפני
  • Kela ms resaenaya dikum tsedwo? Aqmi entezeyblkum film msrah zeytgedfwo?

    Black StarBlack Star10 ימים לפני
  • እዚ ኣፈ ታሪኽ ሓቅኛ ምኻኑን ሃዳናይ ዝብሃል ከምዝነበረ ውን እፈልጥ። ብዝያዳ ጽቡቕ ኣቀራርባ ምኻኑ ከመስግን እፈቱ፡ ብዝያዳ ግን ክብሎ ዝደሊ ምሉእ ዛንታ ብምውሳድ ድዩ ተሰሪሑ ወላ ጫፍ ኣፈ ታሪኽ ብምሳድ ዩ ክፈልጥ ምደለኹ፡ ምኽንያቱ ኣብዚ ፊልም ምሉእ ዛንታ ሃዳናይ ኣይንጻባረቅን፡ ገለ ካብቲ ንሱ ዝገንሮ ዝነበረ ጥራይ ዩ ተሰሪሑ ። እቲ ምንታይ ኣብ ታሪኽ ብዙሓት ሰብ ቅያን ታሪኽን ከምዘለዉ፡ ብመልክዕ ፊልም ክዝርጋሕ ከሎ ግን ኣብ ገለ ገለ ጉድለት ይግበር ዩ፡ ወይ ብፍላጥ ምጉዳል ይርአ፡ ስለዚ ነዚ ዛንታ ዝጸሓፍካን ዝደረስካን ምሉእ ኣፍልጦ እንተ ኣልዩካ ክትሕብረኒ እምሕጸን፡ ኣቅራቢ እዚ ቻነል ነዚ ጽሑፍ ኣንቢብካ ክትሓትትን ንዝያዳ ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ወላ ብጽሑፍ እንተዝቀርብ ሓቀኛ ዛንታ ሃዳናይ ምደለኹ፡ በዚ ዝቀረበ ግን ምስ ጉድለቱ ኣመስጊነ፡ክብረት ይሃብኩም፡

    Kibrom MehariKibrom Mehari10 ימים לפני
  • Menkr ketlkaya 👍👍👍👍

    Awet GoitomAwet Goitom10 ימים לפני
  • Nay behaki film ❤️

    Eyob NuguseEyob Nuguse10 ימים לפני
  • ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    Hiwet KibreabHiwet Kibreab10 ימים לפני
  • Wewwwwwww

    Hiwet KibreabHiwet Kibreab10 ימים לפני
  • wellcome deqi eri መምህረይ ወጊሑ ከም ኩሉ ግዝየ ቡሉጽ ስራሕ ዝያዳ ቀጽሎ። ኩሉ ደለኩም ነገር ይርድአና ናይ መጉኣዝያ እዚ ኩሉ ሽግር ትሓልፍዎ ዘለኩም ሓደ ምዓልቲ ጻማኩም ትረክብሉ የምጽአልኩም ሃየ የሕዋት ላይክ ሸር ኣይንሕመቅ ኣይክፈሎን ነታባብዓዮም።

    wedi eriwedi eri10 ימים לפני
  • 👍👍👍👍👍👍👍👍👍🍇🍇🍇🍇🍇🍇🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💚💙❤️💛🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽💚💚💚💙💙❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    Aster TzeggaiAster Tzeggai10 ימים לפני
  • Kkklkk menkir temariku

    angosom fisahayeangosom fisahaye10 ימים לפני
  • Aseyyy menkrey shkor

    Winta MerhawiWinta Merhawi10 ימים לפני
  • Ajokum xamakum tikfelulu ruhuq aykikewinin u bitaemi ena nekbrekum ✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍✍👍👍👍👍👍👍👍👍♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

    angosom fisahayeangosom fisahaye10 ימים לפני
  • ብር ክንብል ሓጎስ ኣብ ጸበባ ዘለዉ ድማ ብርሃኑ ይሃበልና ደቂ ኤረይ ሪመይ

    More FunMore Fun10 ימים לפני
  • Menkirr und mebriy ❤

    Habteab EyobHabteab Eyob10 ימים לפני
  • Bhekai bhekai xebuk serh

    Robel AndmskelRobel Andmskel10 ימים לפני
  • Nice one

    okubay tekesteokubay tekeste10 ימים לפני
  • Thans Every one

    Grmay BerhaneGrmay Berhane10 ימים לפני
  • Tedenagiri Zebib do wallas Welela.?bzkone enqua dehan metsakum.

    hidat teklomhidat teklom10 ימים לפני
  • Thanks yehwat xibuk srah

    3 Habte3 Habte11 ימים לפני
  • Thank you Well done Camera men and editors were so incredible

    Yonas TesfasionYonas Tesfasion11 ימים לפני
  • Wawwwwww gele ayent nay behaqi tsebuk serah deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

    Medhane TahdeseMedhane Tahdese11 ימים לפני
  • Mebrye & menkr abon wedn nay bhaki aymeslun ezom anabs

    enda hafeneenda hafene11 ימים לפני
  • *woww btaemi xbkti srah deki Erey❤️we love you❤️enqae b selam srahkum afexemekum amlak*

    Abel AbrahamAbel Abraham11 ימים לפני
  • Wegihu- Man of the year ስምዒተይ😭😭😭😭 ዝተንከፈት blxti film

    Tekle ChimarTekle Chimar11 ימים לפני
  • Bayto adina kulu zey saana. Xbuq srah!!

    savoia canadasavoia canada11 ימים לפני
  • Long time guys

    yoab weredeyoab werede11 ימים לפני
  • Wow kemzi gerkum berbrwo tbahlna zebenawi nabzkedena yeblun enda amesgena ena

    Fish TarekeFish Tareke11 ימים לפני
  • ታርክ ኣደቦና ማዓስ ኮን ተመልስና ካብ ስደት ንሩኦ (((((ባህልና ))) ኣሕሕሕሕሕሕሕሕ ዓለም ረሳሕ ግን ዳሓን ንምለስ ንኸዉን 🇪🇷 ኤረይ ኣምላኽ ባሉ የቕልሎ ኣነስ ናፉቆት ናይ ኣደይ ወትሩ ምስ ሓዘንኩ :: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤረይ ሰላም በሉለይ 💯✅️👍🌹❤

    Fthawi FthawiFthawi Fthawi11 ימים לפני
  • Aesyyy dek.. eritr.,,yyy i Love you alle

    shabay kidaneshabay kidane11 ימים לפני
  • Wawawaw my ga... Good jop

    shabay kidaneshabay kidane11 ימים לפני
  • very good job deki ERi 10000000000000000000000000000000

    michael gebreslasemichael gebreslase11 ימים לפני
  • kakkkkkk btaemi des tebl film ab kale film bkale srah

    Robi _ ChitaRobi _ Chita11 ימים לפני
  • ብጣዓሚ ካብ ኣጃማምራ ክሳብ መፈጸምታ ትክክል ታሪክ ተዘንቱ ክብርን ጥዕናን ንኩልኩም ተሳተፍትን ተዋሳእትን ደቂ ኤረይ

    Goitom BerekeGoitom Bereke11 ימים לפני
  • welkom

    selam nkuluselam nkulu11 ימים לפני
  • Nay chograf msla entay. Weridkum???? tewesakit lebam kgage dea enber lebam kzareb aykonen waeeee

    ambesajr semereambesajr semere11 ימים לפני
  • Film malet Bezi agatami memhrey neber kbri yhabka wegihu tesfation

    Dami TsegayDami Tsegay11 ימים לפני
  • ናይ ብሓቂ ክሳብ ትውድእ ብኣንክሮ ዝተከታተልክዋ መሃሪትን ኣዘናጋዒትን ፊልም። ጽቡቕ ስራሕ። ምስ ካልእ ትሕዝቶ ክትምለሱና ክኣ ንትስፎ። ዝክኣል እንተኮይኑስ እታ ደርፊ ድኣ ንበይና ዘትደግሙልና። GBU all

    adhanet hagosadhanet hagos11 ימים לפני
  • ሃዳናይ ብታእሚ ጽብቅቲ ፊልም እያ ክዕቀብ ዘለዎ ስራሕን ህርኩትናን መብርየ!! ናይ ካልኦት ውን ብመጠኑ።ኣክተር ሃደናይ ግን ኣይነበረን ኣብ ኣክሽን

    Weldu Sbhatlab YohannesWeldu Sbhatlab Yohannes11 ימים לפני
  • ኩሉ ዘማልአት ባህላዊት ፊልም፡፡

    ስለ ጽዮን ስቅ ኣይብልንስለ ጽዮን ስቅ ኣይብልን11 ימים לפני
  • Hi deki abeyti betami des tebel nay hagrna bablawi film eta zednekewa eya Gen nayza film drasi memher wegiho n menker abti kbesxho zgebo nsxebeyon zneberna aybsxahkayon ab zemesxie kalie filmetatakan dersetkan amemika ketserh Betesfa nesxeybeyeka zekone heto bezabay entelika kmelselka dlew eya thanks

    Tv kerenTv keren11 ימים לפני
  • Tsbkte temhirte eya kendey fukurt beduhur atahasasba teflaleyom yenbrulewu hizbe mes hizbe yegacho

    Samri gal abyetiSamri gal abyeti11 ימים לפני
  • btaemi henasitn mherawitin move

    Bini BoyBini Boy11 ימים לפני
  • That's my favourite movie really 🤍💗🙏

    ኣሉ ሓዊ ፌቡ ቶማሰይ ፌሩዛኣሉ ሓዊ ፌቡ ቶማሰይ ፌሩዛ11 ימים לפני
  • ትደገም ትደገም ትደገም ዋይ እናናፈቕኩዋ ተወዲኣ ከምዚ ከማይ ዝናፍቓ እንተሎ ላይክ

    Mdhaylo GaylobdMdhaylo Gaylobd11 ימים לפני
  • KEWHI: Nezi misila ember hiwswos abilkayo: kurmaj baEla harimas baEla TiEwi eyu zibehal and lebam kigages meraEgeti neygedf eyu zibehal:

    Daniel TesfamariamDaniel Tesfamariam11 ימים לפני
  • Way Ezi qelamitos wedeyy Mebrie Asli 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

    Helen FeqarHelen Feqar11 ימים לפני
  • Wel come enda menkir

    Simon BerheSimon Berhe11 ימים לפני
  • ተረድእናዮ ኣለና ወጊሑ ሓውና

    Michel BerheMichel Berhe11 ימים לפני
  • Menkirino ba mara eye zifetwo bihafesha kea eza film des tibl

    awet grmayawet grmay11 ימים לפני
  • Nay bahki nifuat ajokum qexilwo

    ፍቅሪ መጥመሪ ኩሉ እያፍቅሪ መጥመሪ ኩሉ እያ11 ימים לפני
  • Kexlwobitami xibkiti

    yonas kiflemariamyonas kiflemariam11 ימים לפני
  • ❤️🙏❤️

    Arsema ArayaArsema Araya11 ימים לפני
  • Bteami meharin azenagaien zkone medeb ena teazibna amlak n kufuena guhifu nab xbuq ymrhana selamin mhretin yewrdelna amen

    Meshesh MesheshMeshesh Meshesh11 ימים לפני
  • 😍😍😍😘😘😘👏👏👏🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️

    Sami MamiSami Mami11 ימים לפני
  • ኣንታ ጥዕም ግድፍ ኢንደሞ ኮይኑ ስራሕኩም ክትጅምሩ ኢንበር ክትውዱኡ ሪኢና ኣይንፈልጥን ምስ ረሳዕናዮ። ኢንዳ ኣምጻክሞ

    Hanibal GebarHanibal Gebar11 ימים לפני
  • ፊሊም ሲ ጽቡቅ ኔሩ ሃዳናይ ንባእልኩም ደራሲ ሃዳናይ ኮይንና እኮ ኣብ ኢሮፓ ቡዳ ብጥራሽ ኣይፍለጥን እዩ ኣብቲ ዓድና ዘይጠፍእ ግርም ኔሩ

    ካብ ወለዲ ንላአሊ የለን መካሪካብ ወለዲ ንላአሊ የለን መካሪ11 ימים לפני
  • Dhri amet do sedidkuma, sakt ekum nskum Unsubscrib mgbarkum u

    Marci lionMarci lion11 ימים לפני
  • እዚ ዘይከውን እዩ እታ ዝመተት መራት ከ ደኣ እንታይ ኮይና መይታ ? ኣሚኩሙሉስ ከምዘይ ኣመኩሙሉ ኣትኩኑ። እዚ ከኣ ሃኪ እዩ

    tena ayklani mstesfatena ayklani mstesfa11 ימים לפני
ILworld