ሰላም ክቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን ኣብ ዘለኽሞ ሰላምን ጥዕናን እናተመነና \n\nእዛ ቻነል እድያት እንተርተይመንት ትብል ኮይና ከምቲ እድያት ዝተፈላለየ ሕብሪ ዘለዎ እዛ ቻነል ድማ ነቲ ዘይተበርበረ ዝተፋላለየ ሕብሪ ዘለዎ ባህልዊ ይኹን ዘመናዊ ፊልምታትን ኮመዲታትን ደርፍታትን ሃገርና ከምኡ ድማ ስፖርታዊ ንጥፈታትን ዝሓዘት ቻነል እያ።\nስለዚ እዛ ቻነል\nስፖርታዊ ንጥፈታት\nኮሜዲታት ሃገርና\nፊልምታት ሃገርናን\nደርፍታትን ካልእን \nሒዛ ኣብ ሓጺር ግዜ ክትጅምር ምኻና ክንሕብረኩም ንፈቱ።\n\nክትረኽቡና ምስ እትደልዩ\nemail : [email protected]\nክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።\n\nስለዚ \nSubscribe,like,share ምግባር ድማ ክትታሓባበሩና ንላቦ።